top of page

Zula Tuition:

 

ኣብ ትሕቲ ጽላል Zula Network ኮይና፡ ብግዱሳት ኤሪትራውያን ዝቆመ ትካል ኢያ። 

ኣብ ስደት ዝርከብ ማሕበረስብና፡ ንደቅና ናይ ትምህርቲ ሓገዝ (ኣገልግሎት) ይህብ።

እዚ እንህቦ ኣገልግሎት ድማ፡ ብኣካል ናብ Tuition Centre ብምምጻእ፡ ከም ኡ ውን On-line ይካየድ።

 

  • ዕላማና… ኣብ ስደት ብኹለንትናኡ፡ ብቑዕ ዝኾነ ወለዶ ሕብረተ ሰብና ምርኣይ እዩ። 

  • ዋጋና፡ ኣዝዩ ርትዓዊ፡ መነባብሮ ሕብረተ ሰብና ኣብ ስደት፡ ኣብ ግምት ዘእተወ እዩ።

  • ኣብ ትምርታዊ መዳይ፡ ንደቅና ዘጋጥሞም ብድሆታት ንምፍታሕ፡

  • ምስ ስድራ ቤት ብቕርበት ይሰርሕ

  • ንደቅና ነውጽኦ ወፍሪ፡ ብሩህ መጻኢ ህይወት ደቅና ኣብ ምውሓስ፡ ዓቢ ተራ ኣለዎ።

  • ምህናጽ ንኡስ ወለዶ፡ ኣብ ስደት ኣብ ቀጻልነት Community መሪሕ ተራ ይጻወት።

Screen Shot 2012-08-24 at 6.02.34 PM.png

aboutus

We are based at London city. Our address is 

Cumberland house

505 suit

80 scrubs lane

London 

NW10 6RF 

bottom of page