top of page
Writer's pictureZulaNetwork.com

ስነ-ጥበባውያና ኣብ ኣከፋፍላ ዩ ቲዩብ ዕጉባት ድዮም፧ነዚ መልሲ ኣሎና?



እገዳሲ ሓበሬታ……ዩቲዩብ (YouTube)…

..ከም ናይ ረብሓ ምንጪ፡ ክትጥቀመሉ ከሎኻ፡ ኣገደስቲ ቀንዲ ሮቓሒታት….1. ዩ ቲዩብ ኣካውንት ምኽፋት የድሊ (ኣካውንት ምኽፋት ነጻ እዩ)…2. ዕድመ ልዕሊ 18 ክትከውን የድሊ…..3. 1,000 ሳብስክራይበርስ (subscribers) የድልዩኻ…….4. ዩ ቲዩብካ 4,000 ሰዓታት ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ክህልወካ የድሊ……..5. ናይ ክፍሊት ኣካውንት ምስ ጉግል (Google AdSense) የድሊ (ኣካውንት ምኽፋት ነጻ እዩ)……6. ዩ ቲዩብ፡ ዝርዝር ውጽኢት፡ ብግራፍ ዝተሰነየ ኣገልግሎት ይህብ……7. ናይ ዋጋ ፍልልይ፡ ከከም - ሃገር፥ ጾታ፥ ዕድመ፥ ትሕዝቶ፥ ኣድቨርት፣ ይፈላለ እዩ……ኣከፋፍላ ቲዩብ (Monetising YouTube)…….CPM – Cost Per Mile ……ትካላት፡ ንኣድቨርት ንሽሕ ረኣይቲ (views)…..ዝኽፈሉዎ ዋጋ……..RPM – Revenue Per Mile……..45% ን ዩ ቲዩብ/ጉግል ረብሓ ዝኣቱ ሚእታዊ (%)…….55% ንኣከፋፈልቲ/ተሻረኽቲ'ዩ ዩ ቲዩብ ረብሓ ዝውዕል ሚእታዊ (%)…….ኣከፋፈልትን ኣፍረይትን (ሥነ-ጥበባውያን) ክፍሊት ውዕል……..55%: …………ንኣብነት:………ኣከፋፋሊ 60% ናይ 55% = 33%…….ኣፍራዪ (ሥነ ጥበባዊ) 40% ናይ 55% = 22% ድሕሪ ታክስ ከባቢ 18%





12 views0 comments

Recent Posts

See All

Comentários


bottom of page